Business is booming.

“Human Satellite”

Born and raised in Mensura, Satellite Aregay went to Primary and Junior schools in Mensura sub-zone. Since there wasn’t any secondary school in her locality, she joined Aqordet Boarding School to begin a decisive journey that paved the road…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 7 ግንቦት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ ባርካን፡ ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 4 ኣብ ዞባ ማእከል ኣስመራ፡ 4 ድማ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ማለት 1 ኣብ ዓሊግድር፡ 1 ኣብ ኣዲባራ፡ 1 ኣብ ኦምሓጀር 1 ድማ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ተዓቚቦም ዝጸንሑ’ዮም። በዚ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 6 ግንቦት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን፡ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 27 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 17 ኣብ መወሸቢ ማእከል ኣስመራ፡ 9 ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማለት  8 ኣብ መወሸቢ ማእከል ዓሰብ፡ 1 ኣብ መወሸቢ ማእከል ረሓይታ፡ 1 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ መወሸቢ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More