Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣርባዕተስመራ፡ ሰምበል፡ ከረን፡ ሰገነይቲን ሓሰርኣልቦን፣ 3 ካብ ዞባ ዓንሰባ - ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከል ሓጋዝ፡ ሓደ ድማ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 17 ዜጋታት ብኮሮና ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፥ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኮይኖም፣ ኣድራሽኦም - ኣባሻውል፥ ገጀረት፣ ኣርባዕተስመራ፣ ስታንትኦቶ፣ ቪላጆን ከረንን፣ ከምኡ’ውን 10 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ - ማለት 6 ካብ መንደፈራ፣ 2 ካብ ሰንዓፈ፣…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 12 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣርባዕተስመራ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ማይ-ጭሆት፡ ጎሉጅ፡ ባረንቱ፡ ከረንን ደቀምሓረን፣ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More