Business is booming.

ዝኽሪ ህይወት ገዲም ተጋዳላይ ቀዳማይ ዋና ጸሓፊ ህ.ግ. – ብጻይ ሮሞዳን መሓመድኑር

 ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን! ኣብ ዓለም፡ ቅያታት ዝፍጸም፡ ብብርቱዕ ድሌትን ፍቕሪን’ዩ። እቲ ንግሎባዊ ስትራተጂ ርእሰ ሓያልን ፈንጢሱ፡ ዓለም ኣይክኣልን ዝበለቶ ቃልሲ ኤርትራውያን ንናጽነት ክውን ዝገበረ ተኣምራታዊ ታሪኽ፡ ምንጩ ብርቱዕ ባህጊ ናጽነት፡ ሓያል ፍቕሪ ህዝቢን ሃገርን፡ ዘይንቕነቕ እምነት ኣብ ዕላማ ዝሰረቱ ጽንዓት ናይቶም ቀዳሞትን ዝሰዓብዎም ወለዶታት…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 2 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 13 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም 2 ካብ ገጀረት፡ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ደምበ-ሰምበል፡ ጸጸራት፡ ፓራዲዞ፡ ጎዳይፍ፡ ሰምበል፡ እምባደርሆ፡ እምባጋልያኖ፡ መዓስከር ደንደን፡…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More