Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ዓዲ-ኣበይቶ፡ ከረን፡ ኣኽሪያ፡ ገጀረት፡ ደቀምሓረ፡ ድባርዋ፡ ማይ-ዓይኒ፡ ዓዲ-ዃላን ባረንቱን፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ -…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና  

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 58 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 27 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ዓዲ-ተኽላይ፡ ማእከል-ከተማ፡ ኣኽሪያ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ቤት-መኻእ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ከረን፡ ኣፍዓበት፡ ሓጋዝ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 35 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።   ንሳቶም ድማ፡ 27 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - በለዛ፡ ቊሸት፡ ኣኽሪያ፡ ሓዝሓዝ፡ ቲራቮሎ፡ ከረን፡ መንደፈራ፡ ጸሮና፡ ጉራዕ፡ ሰገነይቲ፡ ዓረዛ፡ እምኒ-ሓይልን…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More