Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 40 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 18 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ 12 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 5 ኣብ ሰገነይቲ፡ 3 ኣብ መንደፈራ፡ ሓደ ኣብ ሰንዓፈ፡ ሓደ ኣብ ደቀምሓረ፡ ሓደ ኣብ…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 12 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 11 ኣብ ዓሰብ - ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 7 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፣ ከምኡ’ውን 2 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት ሓደ ኣብ ዓረዛ፡ ሓደ ድማ ኣብ ሰንዓፈ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 11 ሓምለ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ኣስመራ - ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6284 በጺሑ’ሎ። 5,842 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 29 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 413 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም። …
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More