Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 2 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 13 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም 2 ካብ ገጀረት፡ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ደምበ-ሰምበል፡ ጸጸራት፡ ፓራዲዞ፡ ጎዳይፍ፡ ሰምበል፡ እምባደርሆ፡ እምባጋልያኖ፡ መዓስከር ደንደን፡…
Read More...

ሓርበኛ ሮሞዳን መሓመድኑር፡ ብሕማም ተሰዊኡ።

ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ገዲም ተቓላሳይን ኣብነታዊ መራሒን ሓርበኛ ብጻይ ሮሞዳን መሓመድኑር፡ ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድመኡ፡ ብ29 ታሕሳስ 2021 ተሰዊኡ። ኣብ 1964 ናብ ሰውራ ዝተጸንበረን ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮሚሽነር 4ይ ክፍሊ ኮይኑ ዘገልገለን ሓርበኛ ሮሞዳን መሓመድኑር፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ’ዩ።…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More