Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ከኣ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ክኾኑ ከለዉ፣ ሓደ ድማ ተወሺቡ ዝጸንሐ’ዩ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ክንክን ክግብረሎም ዝጸንሑ፣ 2 ካብ ዞባ ማእከል፣ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More