ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።
ንሳቶም፡ 11 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 10 ከኣ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ 2 ካብ ቲራቮሎ፡ 2 ካብ ኣኽሪያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ኣርባዕተ’ስመራ፡ ጎዳይፍ፡ ሰምበል፡…
Read More...
Read More...