Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 27 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 19 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 5 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 14 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - 3 ካብ ማእከል ከተማ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ሰምበል፡ ዓዲ-ቀ፡ ኳዜን፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 17 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 11 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ጎዳይፍ፡ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ቲራቮሎ፡ ሰምበል፡ ማይ-ተመናይ፡ ማይ-ጭሆት፡ ዓዲ-ቘንጺ፡ ዓዲ-ሓለዋት፡ ዓዲ-ቐይሕን…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More