Browsing Category
Editorial
ሓተታ : ዓለማዊ ግንባር ኣንጻር ዕብለላን ተጻብኦታትን
ኣብ’ቲ “ታሪኽ ኣብቂዑ’ዩ” ዝብል፡ ንዲናሚክ ታሪኽ ሕብረተሰባት ዝጐሰየ ብድዕተኛ ቅማረ ተመርኲሱ ዝተቐርጸን ንኣጀንዳታትን ረብሓታትን ብኣመሪካ ዝምራሓ ሃገራት ምዕራብ ዘገልግል…
ንወያነ ምድሓን፡ ዘይከኣል ዕማም!
ኣብ ሕብረተሰብና፡ “ኣመል ምስ መግነዝ” ዝብል፡ ረዚን ትርጉም ዘለዎ ምስላ’ሎ። ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ፣ በደል ኣብ ልዕሊ በደል፣ ሓጥያት ኣብ ልዕሊ ሓጥያት ንዝደራርብ - ወትሩ…
ሓተታ፡ ንግዲ ብሰብኣውነት
ኣብዚ እዋን’ዚ ከቢድ ኣህጉራዊ ጸጥታዊ ስግኣት ፈጢሩ ዘሎ ዓብይን ዝተሓላለኸን ጉዳይ፡ ብመርበብ ተኣሳሲሩ ዝካየድ ዝተወደበ ገበን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት (human…
ሰብኣዊ መሰላት፡ ንብዓት ሓርገጽ
ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከም መጋበርያ ፖለቲካዊ ዛዕባታት
ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም፡ ብኣመሪካ ዝምራሕ ዘይፍትሓዊ ምዕራባዊ ዓለም፡ ንሓይልታት ጸጋም፡ ናጻ ፖለቲካዊ መስመር ዝኽተሉ…
حملة تزييف الحقائق
في العاشر من ديسمبر 2021 كشف احد قادة زمرة وياني لبرنامج التقرينية التابع لادارة تقراي ، بأن الامريكان هم من…
ሓተታ: ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ
ሓተታ ሓሙስ 16 ታሕሳስ
ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ
ብ10 ታሕሳስ 2021፡ ሓደ ካብ መራሕቲ ጃንዳ ወያነ፡ ኣብ ማዕከን ዜና ናይቲ ክልል መደብ ቋንቋ ትግርኛ ቀሪቡ፡…
Message from the Editor
“Our flag does not fly because the wind blows it; it flies with the last breath of all the brave martyrs who died…
ርእስ-ዓንቀጽ “ዝበርዓነ ውጥን ዕብለላ”
ኣብ 1989፡ ምውዳቕ “ሶቭየት-ነበር” ስዒቡ ዝተፈጥረ ዓለማዊ ኩነት፡ ምብቃዕ ዝሑል ኲናት ጥራሕ ኣይነበረን። ሓደ ህሩፍ ሕልሚ እውን ኣንቂሉ እዩ። ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኣመሪካ፡ “ድሕሪ…
ዕንደራ ወያነ ዘሳሲ ዘሎ ሸፈጠን ጠቐነን
ሓተታ 18 መስከረም 2021
ኣብ ክልል ትግራይ ተኸሲቱ ንኣስታት 11 ኣዋርሕ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላው፡ ዝሓለፈ ሕዳር 2020፡ ወያነ፡ ኣብ ልዕሊ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ሰሜን…
ሓተታ: ሓምለ 9 – ኣብ ሳልሳይ ዓመቱ
ድሕሪ 20 ዓመታት ኲነት ውግእን ተጻብኦን፡ መራሕቲ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣስመራ ዝኸተምዎ ታሪኻዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን፡ ትማሊ 9 ሓምለ ሰለስተ ዓመቱ መሊኡ።…
መጋቢት፡ ወርሒ ዓበይቲ ግጥማት
ሓተታ
(ሓርነት ናቕፋ፡ ምድምሳስ እዚታት “ውቃው”ን “ናደው”ን፡ ግጥም እግሪ መኸል)
መጋቢት፡ ኣብ’ቲ ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ዘካየዶ ሓርነታዊ ኲናት 30 ዓመት፡ ከምኡ’ውን…