Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 140 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 129 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 123 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣርባዕተስመራ፡ ገጀረት፡ ፓራዲዞ፡ ማይ-ተመናይ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 84 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 77 ካብ ዞባ ማእከል - ማለት 7 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 70 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም - ኣኽሪያ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣባሻውል፡ ቲራቮሎ፡ በሪኽ፡…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 32 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 28 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኮይኖም፡ ኣድራሻኦም - ከክልተ ካብ ቲራቮሎ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሰምበል፡ ገዛባንዳን ኣኽሪያን፣ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ጸጸራት፡ ኦምሓጀር፡…
Read More...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዞባዊን ዘቤታዊን ምዕባለታት ዝቐንዐ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ ቀዳም 8 ጥሪ 2022፡ ብሬድዮን ቴለቪዥንን ኤርትራ ብቐጥታ ኣብ ዝተመሓላለፈ ቃለ-መጠይቕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዞባዊ ምዕባለታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ድማ ብፍላይ፡ ሓላላኺ ተራ ግዳማውያን ሓይልታት ኣብ ግጭት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More