Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 2 መጋቢት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብ’ዚኦም፡ 14 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፡ ከምኡ’ውን 4 ኣብ ዞባ ደቡብ - ማለት 3 ኣብ ደቀምሓረ፡ ሓደ ድማ ኣብ መንደፈራ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 1 መጋቢት ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብ’ዚኦም፡ 11 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 6 ኣብ ኣዲባራ፡ 4 ኣብ ዓሊ-ግድር፡ ሓደ ድማ ኣብ ኦምሓጀር ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እቶም ዝተረፉ፡ 4 ካብ መወሸቢ ማእከል ኪሎማ - ዞባ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More