Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 28 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፡ 13 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 8 ኣብ ኣዲባራ፡ 2 ኣብ ዓሊግድር፡  ሓደ ኣብ ባረንቱ፡ ሓደ ኣብ ጎልጅ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኦምሓጀር ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። ዝተረፉ፡ 3…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 26 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማእከል፡ ዓንሰባን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 35 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፡ 10 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 2 ኣብ ኣቑርደት፡ ሓደ ኣብ ገርሰት፡ ሓደ ኣብ ባረንቱ፡ ሓደ ኣብ ቡሹኳ፡ ሓደ ኣብ ዓደርደ፡ ሓደ ኣብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More