Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 20 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ጋሽ-ባርካ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም ድማ፡ 7 ኣብ ማይህመት - ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 2 ኣብ ተሰነይ - ዞባ ጋሽ-ባርካ፣ ሓደ ኣብ ከረን - ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኣስመራ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 46 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኣቶም፡ 18 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት 6 ኣብ ጎልጅ፡ 5 ኣብ ኣዲባራ፡ 4 ኣብ ዓሊ-ግድር፡ 3 ድማ ኣብ መንሱራ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More