Business is booming.

The Wisdom of Elders

In Eritrea, there is a popular Tigrigna proverb cautioning that, “ባዕልኻ ዝፈሓርካዮ ጎድጓድ ተመሊሳ ንዓኻ (balaka ze’faharkaya gud’gad, temelesa niaka).” Roughly, this may be translated as, “the ditch/hole that you dig for others, will actually end up…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 16 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 4 ኣብ ኣስመራ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ዃላ - ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 8 ዜጋታት፡ ሓውዮም…
Read More...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሎሚ 15 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡብ፡ ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ 2 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ማለት ሓደ ኣብ ተሰነይ፡ ሓደ ኣብ ጎልጅ፣ 2 ኣብ መንደፈራ - ዞባ ደቡብ፣ 2 ኣብ ኣስመራ፣ ሓደ ድማ ኣብ ዓሰብ - ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More