Business is booming.

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባታት ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ሎሚ 26 መስከረም ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። እዞም ዜጋታት፡ 5 ኣብ መወሸቢ ማእከል ሰርሓ - ዞባ ደቡብ፡ 1 ድማ ኣብ መወሸቢ ማእከል ባዳ - ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ተዓቚቦም ዝጸንሑ’ዮም። ብምልኦም ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት…
Read More...

ንኣበዓዕላ በዓለ-መስቀል ዝምልከት ሓበሬታ

ብምኽንያት ጽባሕ ሰንበት 27 መስከረም 2020 ዝኽበር በዓለ-መስቀል፡ ምስ ዘሎ ቅጥዕታት መኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ እቲ ልሙድ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝካየድ ስነ-ስርዓት ክግበር ስለዘይከኣል፡ ኩሉኹም ህዝበ ክርስትያን ኣብ በቤትኩም ኴንኩም ነቲ ክብረ- በዓል ብጸሎት ክትዝክሩን ነቲ ብተሳትፎ ቅዱስ ሲኖዶስ ጥራይ ካብ ሰዓት 8፡00 ንግሆ ጀሚሩ ብኤሪ-ቲቪ…
Read More...

The Harvest of Hard Work

Editor’s Note: Understanding Eritrea is a series of articles that shed light on the development path, anchored on the preservation and utilization of soil and water resources that Eritrea is following. In the morning hours of August 21st…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More